እቲ ብስም ጐይታ ዝመጽእ ብሩኽ እዩ
ማሕበር መንፈስ ቅዱስ  

Mission Statement

1. Jesus said "The Spirit of the Lord is upon me, because he has anointed me". This same Jesus breathed that Spirit into us so that like him we might preach the Gospel to the poor, to heal the brokenhearted, to preach deliverance to the captives, and recovering of sight to the blind to set at liberty them that are bruised. To preach the acceptable year of the Lord. (cf. Luke 4:18-19).

2. To proclaim the everlasting gospel to all peoples, by teaching, preaching, seminars, prayer meetings, conferences, CDs, DVDs and Boooks productions, and leading them to accept Jesus, be baptized in the Holy Spirit, culminating in the Worship of God the Father in Spirit and in Truth. This in turn will help to build the Church of Christ.

3. Passion and Compassion! We are committed to boldly declaring that Jesus saves and heals! He will turn you from the power of darkness and satan to the wonderful light of God. He will forgive your sins and offer you eternal life. He will set you ablaze with the fire of the Holy Spirit to change the world around you with the Gospel. Yes, this is our mission: to love people and to declare the Good News..

ተልእኮና

1. ክርስቶስ “መንፈስ እግዚአብሔር ኣብ ልዕለይ ኣሎ፤ ምኽንያቱ ንሱ ስለ ዝቀብኣኒ” በለ። ክርስቶስ ባዕሉ ከምቲ ንሱ ዝገበሮ፡ ንድኻታት ወንጌል ከነበስሮም፤ ንዝሓዘኑ ከነጸናንዖም፤ ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ ፤ ንዕዉራት ምርኣይ ከነበሥሮም፤ ንጕዱኣት ክነሕዊ ነቲ መንፋስ እቲ ኣባና ኣስተንፈሶ።

(ሉቃ 4፡18-19 ርአ)

 2. ነቲ ዘለዓለማዊ ወንጌል ንኹሎም ኣሕዛብ ብምምሃር፡ብስብከት፡ ብሰሚናራት፡ ንጸሎት ብምእካብ፡ ብጉባአታት፡ ብሲዲ፡ ብዲቪዲ፡ መጻሕፍቲ ብምሕታምን፡ ንክርስቶስ ክቅበሉ ብምምራሕን፡ ብመንፈስ ቅዱስ ከምዝቅብኡ ብምግባርን፡ ንእግዚኣብሔር ኣብ ብመንፈስን ብሓቅን ምምላኽ ዝዕላማኡ ኮይኑ ብግዲኡ ንሕንፀት ቤተክርስትያን  ንኽሕግዝ ኢዩ።
3. ብውዕዉዕ መንፈስን ብሕያውነትን ብትብዐት ክርስቶስ የድሕን ኢዩ ኢልካ ንምእዋጅ ዝተዓጠቅና ኢና። ንሱ ካብ ሓይሊ ጸልማትን ካብ ሰይጣንን አብቲ ዘደንቅ ብርሃን ኣምላኽ ክመልሰኩም ኢዩ። ብሓዊ ምንፈስ ቅዱስ ሃልሃል አቢሉ ንከባቢኹም ብወንጌል ከምትቅይርዎ ክገብረኩም ኢዩ። እወ! ንሰባት ምፍታውን ንሠናይ ዜና ምእዋጅን ኢዩ ተልእኮና ።


Please Note: If your computer is unable to recognize geez alphabets please click on GEEZ to download and install the application.

ሓዲስ ሕይወት ብመንፈስ ቅዱስ

 እግዚኣብሔር ኣጸቢቕካ ናብኡ ክትቀርብን ፤ ነቲ ቅዱስ ዝኾነ ሕይወቱ ክትሳተፎን  ይዕድመካ ኣሎ። ዕምቕ ዝበለን ዝተሓደስን ክርስቲያናዊ ሕይወት እንተደሊኻ ኣብተን ዝወሀባ ሰሚናራት ኩሉ ግዜ እንዳተመላለስካ፤ ሓገዝ ኣኅዋት ክትረክብ ክትክእል ኢኻ። እ/ር ንበይንና እውን ኪዛረበና ይደልይ እዩ። እዚ ክኸውን ዝኽእል ግን መዓልታዊ ናይ ብሕቲ ጸሎት ን 15 ወይ 20 ደቒቕ ዚኸዉን ጊዜ ምስ ኣምላኽ እንተተራኸብና እዩ።

 

ቀዳማይ ትምህርቲ - እግዚኣብሔር ኣምላኽ የፍቅረና ኢዩ።


ካልኣይ ትምህርቲ
- ኢየሱስ ኣድኂኑናን ኃራ ኣዉጺኡናን ኢዩ።






ሣልሳይ ትምህርቲ - ኢየሱስ ጐይታ ሕይወትና ኢዩ


3




ራብዓይ ትምህርቲ: ስዓብቲ ክርስቶስ ክንከውን ተጸዊዕና ኢና

“ሓደ ሰብኣይ ድማ፡ ጐይታይ፡ ክስዕበካ እየ፡ ግናኸ ቅድም ካብ ስድራ ቤተይ ክሳናበት ፍቐደለይ፡ በሎ። 62 - የሱስ ግና፡ ዕርፊ ብኢዱ ሒዙ ንድሕሪት ዚርኢ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይበቅዕን እዩ፡ በሎ” (ሉቃስ 9፡ 61-62)

 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ብዛዕባ ፍቕሪ እግዚኣብሔርን፡ ብኃይሊ ኢየሱስ ክርስቶስ ምፍዋስ፥ ንእኡ ከም ጐይታ - ሕይወትና ከነንግሶ፥ ከምዝተጸዋዕና ከነስተንትን ጸኒሕና ኣብዛ ራብዐይቲ ሰሙን እዚኣ ነቲ ዝጽውዓና ዘሎ ኢየሱስ መልሲ ክንህቦን ንሕይወትና ኸኣ ብሓዲሽ ኣገባብ ከነወፊየሉ ኢና።

 ኣብዛ ሰሙን እዚኣ እምበኣር ተኸታሊ ክርስቶስ ምዃን እንታይ ማለት ከምዝኾነ ክንመሃር ኢና።


ኣብ መዓልታዊ ጸሎት እንጥቀመሉ ጥቕስታት

1ይ መዓልቲ  - ዮሓንስ  1 ፥ 35-51

2ይ መዓልቲ - ማርቆስ 2 ፥ 13-17

3ይ መዓልቲ - ማቴዎስ 4 ፥ 18-22

4ይ መዓልቲ - ማቴዎስ 16 ፥ 21-28

5ይ መዓልቲ - ሉቃስ 10 ፥ 18-42

6ይ መዓልቲ - ዮሓንስ  13 ፥ 33-35

7ይ መዓልቲ - ፊሊጲ 3 ፥ 7-16

 

 









ኣባ ተኽሊዝጊ ዑ/ጊዮርጊስ

Profile of Abba Teclezghi Ucbaghiorghis the founder of Mahber Menfes Kedus

Abba (Father) Teclezghi Ucbaghiorghis for thirty years has been an ordained Catholic priest in the Cistercian Congregation of Casamari, Italy. He was born in a small rural village called Haddish  Addi , in  Anseba province,  in Eritrea, East Africa. As a young man he entered the Cistercian Monastery in Mendida Northern Shewa  in Ethiopia. And Eventually in Asmara, Eritrea, where he studied and prepared for the priesthood.

>>Full Story






ናይ ቴለኮንፈረንስ ቁጽሪ 1-218-548-3469

መእተዊ ኮድ 733486#

Teleconference number 1-218-548-3469

Pin Number  733486#


 

ናይ ዓርቢ ተለኮንፈረንስ 1-402-237-4371

መእተዊ ኮድ 2010

Friday prayer Teleconference 1-402-237-4371

Pin Number 2010




Links

ethiocist
catholic-convert
catholic.com
aboutcatholics
ewtn
rc.net
rosary center
catholic prayers
catholicnews
familyland
vatican
zenit
catholic-pages
www.cin



Home | About Us | Reading Room | Teachings | Songs | Archives | Directions | Contact Us