እቲ ብስም ጐይታ ዝመጽእ ብሩኽ እዩ
ማሕበር መንፈስ ቅዱስ
HOME
|
SUPPORT
|
CONTACT
መዛሙር
ሕያዋይ ጓሳ
እግዚኣብሔር ጓሳየይ እዩ፥ ዝጐድለኒ የብለይን። ኣብ ልሙዕ ሻኻ የውዕለኒ፥ ናብ ዝዓርፈሉ ማይ ይመርሓኒ።
ንሱ ሓዲሽ ሓይሊ ይኃይሊ ኡህበኒ፥ ከምቲ ዘተስፈወኒ፥ ብመገዲ ጽድቂ ይመርሓኒ።
ግብ ዝበለ ጽልማት ብዘለዎ ርባ እኳ እንተኸድኩ፥ እግዚኣብሔር ምሳይ ኢኻሞ፥
ክፉእ ኣይፈርህን ኢየ፥
በትርኻን ምርኩስካን ይሕልዋኒ ኢየን።
ንስኻ ኣብ ቅድሚ ጽላእተይ መኣዲ ትኅሠርዓለይ፥ ከም ክቡር ጋሻ ንርእሰይ ብዘይቲ ቐባእካዮ።
ጽዋዐይ መሊኡ ይጅርብብ ኣሎ።
ፍቕርኻን ምሕረትካን ብኹሉ ዕድመይ ምሳይ ክምዝኾናእፈልጥ እየ።
ኣብ ቤትኻ ኸኣ ንዘልዓለም ክነብር እየ።
Home
|
About Us
|
Reading Room
|
Teachings
|
Songs
|
Archives
|
Directions
|
Contact Us
Copyright 2009 Mahber Menfes Kedus